Fana: At a Speed of Life!

ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበ መኽፈቲ መደረ ሞሽን ድጋፍ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ድምፂ÷ ውሳነ ቁፅሪ 4 ብምዃን ብሓደ ተቓውሞ ብኣርባዕተ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.