Fana: At a Speed of Life!

ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ የሃድም ኣሎ – ብ/ጀ ሻምበል ፈረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግምባር ወሎ ሸሊኹ ኣቲዩ ዝነበረ ጉጅለ ጁንታ ተወቒዑ እናሃደመ ምዃኑ ብርጋዴር ጀነራል ሻምበል ፈረደ ተዛሪቦም።

ጉጅለ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ወሎ እናተወቕዐ እናሃደመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ጉጅለ ኣብዚ ሕዚ እዋን መጥቃዕቲ ኣብ ዘየብፀሐሉ ብርኪ ይርከብ ዝበሉ እቶም ብርጋዴር ጀነራል፥ ሓይሊ ፀፅታ እናተኸተለ እናደምሰሶ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ጉጅለ ጋዜጠኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ግምባር ወሎ ትዕዝብቲ እናገበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ከባቢ ሸሊኹ ኣትዩ ዝነበረሉ ከባቢ ገዲፉ እናሃደመ ምዃኑ ተዓዚቡ።

ብከድር መሀመድ፣ ሃብታሙ ተክለስላሴን መሀመድ ዓሊን

ፎቶ- ካብ ኣሚኮ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.