Fana: At a Speed of Life!

ብገበን ምሕዝ ዘይሕጋዊ ገንዘብን ምዝውዋር መዕወኒ ሓሽሽን ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ውሳነ ቅፅዓት ተመሓላሊፉሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ምሕዝ ዘይሕጋዊ ገንዘብን ምዝውዋር መዕወኒ ሓሽሽን ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ውሳነ ቅፅዓት ማእሰርቲን ገንዘብን ተወሲኑሎም።

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ኣቲኻ ምንባር፣ ናይ ወፃኢ ሃገር ምሓዝን መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋርን ገበን እናፈፀሙ ዝነበሩ ዜጋታት ወፃኢ ኣጋራት ከከም ገበን ተሳትፎኦም ብፅኑዕ ማእሰርቲን ቅፅዓት ገንዘብን ንኽቕፅዑ ተወሲሉሎም፡፡

እቲ ውሳነ ቅፅዓት፥ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ኢኮኖሚ ኢዩ ኣመሓላሊፉዎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.