Fana: At a Speed of Life!

ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ጉጅለታት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነሬሽን ኣንሊሚትድ ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ዝቐርቡ ክልተ ጉጅለታት ከምዝተፈለዩ ሚኒቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ።

ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር መናእሰይ ፈጠራ ሓሳብ ፀገም ፈታሒ ስራሕ ጀነሬሽን ኣንሊሚትድ፥ ጉዝለታት ኮፊ ሌዘንስን ሼባ ብልስን ተዓወትቲ ኮይኖም፡፡

ኮፊ ሌዘንስ ብኣርባዕተ ደቂ ተባዕትዮ ዝተመስረተን ኣብ ስራሕ ፕሮግራም ኮዲንግ ጉጅለ መናእሰይ እንትኸውን፥ ሼባ ብሰለስተ መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ዝተመስረተን ንምትንፋስ ዝሕግዝ ማሽን ዝሰርሓ ጉጅለ መናእሰይ ኢዩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.