Fana: At a Speed of Life!

ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ ዕላዊ ምጥያሽ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስዒቡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፡፡ በመልዕክቱም ፡- ኣብ መልእኽቱ ድማ ኣብቲ ክልል ዝነብሩ ነበርቲ ብርኪ ልምዲ ዴሞክራሲ ክብ ዘብሉ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን መረፃ ብሕ-መንግስቲ መሰረት ብምግባር መበል 11 ኣባል ክልል እቲ ፌዴሬሽን ኮይኖም ምስረታ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስለዝበቕዑ እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሉ። ፍሉይ መለለዪ ስርዓት ፌዴራል ዝኾነ ሕገ-መንግስታዊ መሰል ምምሕዳር ዓርሰ ውሳነ÷ ከም ስሕተት ዝቑፀር ስርዓትን ናይ ሕሶት ፌዴራሊዝም፣ ምስ ካልኦት ኣሕዋት ህዝቢታት ብምዃን ዳሕራይ ከምዘይምለስ ብምውጋድ፣ ንኹሉ ዝሓቁፍን ኣሳታፋይን ከምኡ እውን ትኽክለኛ ስርዓት ፌዴራሊዝም ንኽህሉ መሰረት ብምንባሮም፣ ነዊሕ እዋን ሕቶኦም መልሲ ስለዝረኸበ መልእኽ እንኳዕ ደስ በለኩም ክብል ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መልእኽቱ÷ “ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ከምዝኾነን ናይ ይምሰል ስርዓት ፌዴራሊዝም ዘብቀዐሉን ኢዩ” ክብል ኣገንዚቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ።

እቲ ቤት ምኽሪ÷ ዕላዊ ምጥያሽ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስዒቡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፡፡

ኣብ መልእኽቱ ድማ ኣብቲ ክልል ዝነብሩ ነበርቲ ብርኪ ልምዲ ዴሞክራሲ ክብ ዘብሉ ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን መረፃ ብሕ-መንግስቲ መሰረት ብምግባር መበል 11 ኣባል ክልል እቲ ፌዴሬሽን ኮይኖም ምስረታ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስለዝበቕዑ እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሉ።

ፍሉይ መለለዪ ስርዓት ፌዴራል ዝኾነ ሕገ-መንግስታዊ መሰል ምምሕዳር ዓርሰ ውሳነ÷ ከም ስሕተት ዝቑፀር ስርዓትን ናይ ሕሶት ፌዴራሊዝም፣ ምስ ካልኦት ኣሕዋት ህዝቢታት ብምዃን ዳሕራይ ከምዘይምለስ ብምውጋድ፣ ንኹሉ ዝሓቁፍን ኣሳታፋይን ከምኡ እውን ትኽክለኛ ስርዓት ፌዴራሊዝም ንኽህሉ መሰረት ብምንባሮም፣ ነዊሕ እዋን ሕቶኦም መልሲ ስለዝረኸበ መልእኽ እንኳዕ ደስ በለኩም ክብል ገሊፁ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መልእኽቱ÷ “ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ከምዝኾነን ናይ ይምሰል ስርዓት ፌዴራሊዝም ዘብቀዐሉን ኢዩ” ክብል ኣገንዚቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.