Fana: At a Speed of Life!

ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኢትዮጵያ ዓቅሟ ዓብዪ፤ ፃጋኣ ብዙሕ፤ ዕድላ ሰፊሕ፤ ከምዝኾነ ፈሊጥና ኢና።
 
“ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምነስዕራር ዘበን ኢዩ” ብምባል ገሊፆም፤ ትውልዲ እናሓተቶ ዝነበረ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ኢና” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.