Fana: At a Speed of Life!

ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም።

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ምስቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፥ ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ሓዊሱ 18 ኣባላት ተሳቲፎም።

እቶም ኣባላት በቲ ዘተ ከመዝተሓጎሱ ብምግላፅ፥ ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ  ገሊፆም።

ኣብ ጉዳያት ሃገር ኣብ ዘኽእል ኩነትታት ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ እቶም ኣባላት ምስቲ ኤምባሲ ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ምዃኖም መግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.