Fana: At a Speed of Life!

ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ክብላ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ተዛሪበን።

መበል 22 ጉባኤ ኦዲተራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ወይዘሮ መሰረት፥ ኣብ ርካቦት ኦዲት እዋናዊን እኹልን ስጉምቲ ብምውሳድ ኦዲት ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ ኢለን።

ቅድመ ሐዚ ዝነበሩ ድኽመታት ብምእራም ብዝተወሰደ ስጉምቲ ኦዲት ክባኽን ዝነበረ ሃፍቲ ህዝብን መንግስቲን ምድሓን ከምዝተኽኣለ እወን ተዛሪበን።

ኣብቲ መድረኽ፥ ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ተባሂሉ።

ብቢቂላ ቱፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.