Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትር ነዳዲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ 20 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ኢነርጂን ነዳዲን ኣፍሊጡ፡፡

ካብ ኣዲስ ኣበባ ጅማ በር ቶታል መዕደሊ 20 ሺሕ ሊትሮ ቤንዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምቕዳሕ ናብ ኣሶሳ እናተጓዓዘት ነበረት ሲኖትራክ ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪቲ ኢዩ ኣብ ኬላ ቡራዩ ክተሓዝ ክኢሉ፡፡

እቲ ነዳዲ ብ ምጉዐዓዝ ከይዲ ዘሕጋዊ ሰነዳት ብምስንዳእ ንምጭብርባር ዝተገበረ ፃዕሪ ከምዘሎ ምርግጋፁ ሓበሬታ እቲ በዓል መዚ ኣመልኪቱ፡፡

ካብ ኣሰራርሓ ወፃእ ነዳዲ ንሓደጋ ተቓላዒ ኣብ ዝኾነት ተሽከርካሪት ተፃዒኑ ንኽወፅእ ኣብ ልዕሊ ዝገበረ መዕደሊ ነዳዲ ግቡእ ስጉምቲ ከምዝውሰድ እውን ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.