Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ነበረ 121 በርሜል ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ብተሽከርካሪት እናተጓዓዘ ዝነበረ ነበረ 121 በርሜል ቤንዚን ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።

እቲ ቤንዚን ዝተትሓዘ ንፖሊስ ፌዴራል ዝበፅሐ ሓበሬታ ስዒቡ ብዝተገበረ ክትትል ኣብ ኬላ ዙሪያ ኣዲስ ኣበባ ብመምርሒ ሬጅመን ምክልኻን ምቁፅፃን ፀረ-ኮንትሮባንድ ቡራዩ ኣቢሉ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ በዓል መዚ ኣመልኪቱ፡፡

መበገሲኣ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቢሾፍቱ መብፅሒኣ ድማ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ቤጊ ዝገበረት እታ ተሽከርካሪት÷ ብዘይሕጋዊ መገዲ ንሓደጋን ብኽነት ብዝተቓለዐ ኩነታትን ቤንዚን ፅዒና ከምዝነበረት ተገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.