Fana: At a Speed of Life!

ብዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ንኢሳት ጽሒፍዎ ተባሂሉ ዝተፈነወ ደብዳበ ሕሶት ምዃኑ ገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ “ኣብ ፀብፃባት ዜና ዓወት ጥንቃቐ ንክግበር ፃውዒት ብዛዕባ ምቕራብ” ዝብል ደብዳበ ንኢትዮጵያ ሳትላይት ቴሌቪዥን (ኢሳት) ከምዘይለኣኸ ኣፍሊጡ።

ካብ 30 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር እናተወዝዐ ዝርከብ እዚ ግጉይ ሓበሬታ (ግጉይ ደብዳበ) ምስ ልኡኽቶ እቲ ብዓል መዚ ፍጹም ዘይሰማማዕ ምዃኑ እቲ ብዓል መዚ ኣገንዚቡ።

ብምዃኑ ድማ ዜጋታት ፍልፍሉ ካብ ዘይተፈልጠን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ባዕሎም ንክከላኸሉ፣ ንኻልኦት እውን ብዘይምግዋሕ ግጉያት ሓበሬታታት ንክገትኡ እቲ ብዓል መዚ ምዒዱ።

ሓበሬታ እትፍንዉ እውን ፍልፍሉ ዘይተረጋገፀን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ካብ ምውዛዕ ንክቑጠቡ ብዓል መዚ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገጹ ኣተሓሳሲቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.