Fana: At a Speed of Life!

ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና” ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊጾም።

ኢንጂነር ታከለ ከምዝበሉዎ÷ ብሓደ ወገን ኣብ ልዕሊ ህልውና ዘንፀላለወ ግምባር ኲናት፤ ብኻሊእ ወገን ድማ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ዝመፅእ አኮኖሚያዊ ፅንቶ ብሓላፍነትን ሃገራዊ ሓድነትን ብምስዓር ከምዝሕለፍ ኢዩ።

ንኢትዮጵያ ንምድሓን ናይ ኩሉ ሓላፍነት ከምዝኆነ እው እቶም ሚኒስትር ኣገንዚቦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.