Fana: At a Speed of Life!

ብኤሌከትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝገጣጥሙ ኣፍረይቲ ከምዘተባበዕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፥ ብኤሌከትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝገጣጥሙ ኣፍረይቲ ከምዘተባበዕ ኣፍሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣሸብር ባልቻ (ኢ/ር)፥እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንክውዕላ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ነዚ ዝበሉ፥ “በላይነህ ክንዴ ግሩፕ” ዝተብሃለ ትካል ብኤሌክትሪክ ዝንቀሳቐሳ ናይ ከተማን ማእኸላይን ኣውቶብሳት ንሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዘረከበሉ እዋን ኢዩ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.