Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ መሃሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዩ።

ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዕምቆት ከምዝተዛተዩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ኣብ ዞባዊ ዛዕባታት ምልዛቦም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.