Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ፡፡

ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ፌዴራል ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝን ኣመራርሓታት እቲ ዞባን ምስታፎም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ጅማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.