Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ናብ ጅማ ኣቕኒዖም።

ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወ/ሮ መኣዛ ኣሸናፊ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኢዮም ናብ ጅማ ኣምሪሖም።

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባ ጅፋር እንትበፅሑ፥ ኣመራርሓ ዞባ ጅማን ምምሕዳር እታ ከተማ ከምኡ ውን ዓበይቲ ዓዲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.