Fana: At a Speed of Life!

ብኣተሓባባራይነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 7 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም  ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን።

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ፥ 50 ሓገዝ ዝፀዓናን ነዳዲ ዝሓዛ ቦቴታትን ተሽከርከርቲ ብሰላም መቐለ በፂሐን።

እተን ተሸከርከርቲ ምግቢ፣ ሃናፂ ምግቢን ካልኦት መድሕን ህይወት ናውቲን ዝፀዓና ኢየን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.