Fana: At a Speed of Life!

ብናይ ሕሶት ሰነድ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ልዕሊ 56 ሚሊየን ዝግመት ቆርቆሮን ሓፂንን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሕሶት ሰነድ ብምጥቃም እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ልዕሊ 56 ሚሊየን ብር ዋጋ ዝግመት ቆርቆሮን ሓፂንን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።

ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ መዓልቲታት ብዝገበሮ ስራሕቲ ቁፅፅር ኢዩ 40 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ቆርቆሮን ግምታዊ ዋጋኡ 16 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝኾነ ቶንዲኖ ሓፂንን ዝሓዘ፡፡

እቶም ኣቑሑት እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ እውን ሓበሬታ እቲ ኮሚሽን የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.