Fana: At a Speed of Life!

ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ሓበራዊ ፃዕርና ተወሲኽዎ ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገራዊ ጎንጓስ ተገዛእነት ሕጊ ታክስን ጉምሩኽን ሎሚ መዓልቲ እንትነጀምር ሃገራዊ ግዴታኦም ብሓቂ ንዝፈፀሙ ከፈልቲ ግብሪ ኩሎም አመስጊኖም።

ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢናኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.