Fana: At a Speed of Life!

ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ  753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ  753 ሚሊየን ብር ክድሕን ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተስፋዬ ሻሜሮ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብብርኪ ፌዴራል ጥራሕ ብግዕዝይና ክስረቕ ዝነበረ  753 ሚሊየን ብር ክድሕን ተገይሩ ኢሎም።

ብክፍሊ ክትትል ስነ ምግባር ትካላት  805 ሚሊየን ብርን ብክልላት 192 ሚሊየን ብር ብድምሩ ብብርኪ ሃገር 998 ሚሊየን ብር ካብ ስርቂ መድሓን ተኽኢሉ ክብሉ ገሊፆም።

ብሃብታሙ ተ/ ስላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.