Fana: At a Speed of Life!

ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ኣብ ከተማ ባህርዳር ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ስነ ስርዓት ምምሕዳር ፌዴራል ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ዝተረኸቡ ተመክሮታት ንኩለን ክልላት ናይ ምክፋል ስራሕ ኣብቲ መድረኽ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ሕጊ ፍትሒን ዴሞክራሲን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ እጸገነት መንግስቱን ሓዊሱ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ሕጊን ፍትሒን መንግስቲ  ኣለማንተ ኣግደውን ካብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝመፅኡ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም።

ብለይኩን ኣለም

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.