Fana: At a Speed of Life!

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ባንን ሕሩፅን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ባንን ሕሩፅን ተመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምኡወን ሰብ መዚ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም።

እቲ ፋብሪካ መዓልታዊ  420 ኩንታል ሕሩፅ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እንትኸውን፥ 300 ሺሕ ባኒ እውን ከፍሪዩ ኢዩ  ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ 300 መናእሰይን ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር ተገሊፁ።

 

ብሌሊሴ ተስፋዬ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.