Fana: At a Speed of Life!

ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ዝተኸፈተ ምንም ዓይነት ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ከምዘየለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ዝተኸፈተ ምንም ዓይነት ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ ከምዘየለ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፁ ከምዝበሎ፥ ብስም ሌተናል ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሌተናል ጄኔራል ባጫ ደበሌን ናይ ሓሶት ፌስ ቡክ ገፅ ብምኽፋት ዝተዛብዐ ሓበሬታ ይውዛዕ ኣሎ።

ክልቲኦም ላዕለዎት ጀኔራል መኮንናት ምንም ዓይነት ብስሞም ዝተኸፈተ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ የለን ኢሉ።

ሕብረተሰብ እውን ንከይደናገር ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.