Fana: At a Speed of Life!

ብሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ደቡብ ምሽላም መርሃ ግብሪ ተኻይዱ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝላዓለ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ንዝዛዘሙን ኣባላት ሰራዊት መርሃ ግብሪ ዕቤት ማዓርግን ሽልማት ማዳልያን ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣዉሃህባ ማዓርግ፥ ኣብ ስራዊት ምክልኻል ሓለፊ ብሮ ሓይሊ ተጠባባቒ ምጥያሽን መተሓባበሪን ራጋ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮነናት ጦር ተረኺቦም፡፡

እቲ ዕቤት መዓርግ፥ ናይ ባዓል ካሊእ ማዓርግ፣ መስመራዊ መኮነንን ላዕለዋይ መኮንንን ከምዘየካትት ካብቲ ዝወፀ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻኢሉ እዩ፡፡

ስነ-ስርዓት ኣዋሃህባ ማዓርግ ን33 ኣባላት እዚ ካብ ምኽትል ክሳብ ሓለቓ ዓሰርተ ክሳብ ሙሉእ ኮሌኔል ማዕርግ ናይ ምኽዳን ስነ-ስርዓት ከምዝተኻየደ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.