Fana: At a Speed of Life!

ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝምራሕ ልኡኽ ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ሶማሌ በድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ንምግባር ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል ጅግጅጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሀመድ ኣቀባብላ ከምዝገበርሉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢታት ጉጂን ቦረናን ብሰንኪ ድርቂ ንዝበፅሑ ጉድኣት ትማሊ ነእንስሳት ዝኸውን ቀለብ ድጋፍ ምፍግባሩ ይዝከር።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.