“ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ በርኪ ዕድመ መንእሰይነት ንናይ ፅባዕ ዕዉትነት እወንታዊ ስብእና ብምልባስ ብንቕሓት ዝፃዓረሉ ናይ ሽግግር ዕድመ ኢዩ ኢለን።
ኢትዮጵያ ዘለዋ ብዙሕ ቁፅሪ መንእሰይ ብምጥቃም ንምልማዕ መንግስቲ ንጉዳይ መናእሰይ ጠመተ ብምግባር ምቹእ ፖሊሲን መሓውራት ኣሰራርሓን ኣብ ምዝርጋሕ ክምዝርከብ ሓቢረን።
መናእሰይ ንሰላም ጠመተ ብምሃብ ብምኽኒያታዊነት ብምእማን ንባዕሎም ካብ ጥፍኣት ሓይሊታት ምሕላው ይግባእ ድማ ኢለን።
ኣብቲ መድረኽ ፌስቲቫል ካብ መላእ ከተማታት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 10 ሺሕ መናእሰይ ምስታፎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።