Fana: At a Speed of Life!

ብሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቅዋም ንርከብ – ፖሊስ ፌዴራል  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዝገበሮ ሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ቁመናከምዝርከብ ገሊፁ።

ፖሊስ ፌዴራል ምስ ብሄራዊ ድሕንነትን ሓበሬታ፣ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ፖሊስ ኦረሮሚያን ብምውዳድ ሓፈሻዊ ሪፎርም ዝተበፅሐሉ ብርኪ ኣመልኪቱ ንምርኢት ኣብቂዑ።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዝተገበረ ሪፎርም ሃገርን ህዝቢን ካብ ዝተፈላለዩ መጥቃዕቲታት ንምሕላው ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝኾነ እቲ ኮሚሽን ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.