Fana: At a Speed of Life!

ብሪታንያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፃ።

ብሚኒስትር ልምዓትን ጉዳይ ኣፍሪካን ብሪታንያ  ኣንድሪው ሚሸል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዘሳለጦ ዘተ፥  መንግስቲ ብሪታኒያ ኣብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ደገፍ ንምግባር ድልው ምኻኑ ኣረጋጊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.