Fana: At a Speed of Life!

ብሪታኒያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ምባሉ ንኢዳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንኽኸውን ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ ኢዩ።

ነዚ ውሳነ መንግስቲ ስዒቡ ድማ ኤምባሲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ ከምዝንእድ ገሊፁ፡፡

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ እንትበሃል ጎንፂ ጠጠው ንምባል ከምዝወሰነ ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ምውፅኡ ይፍለጥ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.