Fana: At a Speed of Life!

ብምኽኒያት ኮቪድ 19ን ፀገም ፀፅታን ዝተዘሓሓለ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንምልዕዓል ዝዓለመ ስልጠና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብምኽኒያት ኮቪድ 19ን ፀገም ፀፅታን ዝተዘሓሓለ ኢንዱስትሪ ቱሪዝም ንምልዕዓል ዝዓለመ ስልጠና ኣብ ላሊበላ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ስለሺ ግርማ÷ ንረብሓ ኢኮኖሚ፣ መንፈሳዊን ማሕበራዊን ኢትዮጵያ ልዑል ዋጋ ዘለዎ ዓውዲ ቱሪዝም ምልባዕ ኮቪድ 19 ስዒቡ ዝተገበረ እገዳ ጉዕዞን ኣብዛ ሃገር ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታን ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣፍሊጦም።

ብመሰረት እዚ ብብርኪ ዓለም ዝፍለጡ ቅርስታት ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ዝተጣየሹ ምንቅስቓሳት ሆቴላትን ቱሪዝምን ጉድኣት ይበፅሖም ኣሎ ኢሎም።

ስለዝኾነ እቲ ሰልጠና ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ንምዝታይን ብመሀወፃይን ዓውዲ ሆቴልን ዝተዋፈረ ሓይሊ ሰብ ንምንቕቓሕን ዝዓለመ ከምዝኾነ ምግላፁ ካብቲ ሚኒቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.