Fana: At a Speed of Life!

ብምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አገኘሁ ተሻገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙሉ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ንምግባር ኢዩ ናብቲ ከባቢ ተጓዒዙ።

ወይዘሮ አዳነች ኣብ ፃንሒተን ምስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አገኘሁ ተሻገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ብዛዕባ ብጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ዘጋጠሙ ጉድኣታትን ብዘላቕነት ዝግበሩ ድጋፋትን ብዝምልከት ክዛተያ ኢየን ክብል ኣሚኮ ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.