Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣውሮፓን ስሎቬኒያ ዝየተመርሐ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ታኒያ ፋየን ዝየተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከምዘመላኽቶ፥ እተን ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ልኡኻተን ኢየን ናብ ኢትዮጵያ ክመፅኣ፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገብረኦ ዑደት ስራሕ ካብ 3 ክሳብ 5 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እቶም ልኡኻት ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.