Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ንምስታፍ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ ገሊፆም።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ክልቲኣዊን ኩለ መዳይን መድረኽ ዘተ ከምዝገበር ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.