Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዳስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኣብ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ፣ ልምዓት ኢንተርራይዝ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት ማኑፋክቸሪንግን ኢንዳስትሪን ፌዴራል ዝተውፃእፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ክልል ትግራይ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ይስራሕ  ከምዘሎ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ መሓሪ ገብረሚካኤል ኣብ ቀረባ መዓልታት ምግላፆም ይዝከር።

ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ እንተልምዑ ዝነበሩ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ናብ ስራሕ ንክምለሱ ምስራሕ ትፅቢት ከምዝግበር እውን ገሊፆም ነይሮም።

ብመሰረት እዚ ኣብ 2016 ዓ.ም ዝተማልአ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእል ትልሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ምብረሆም ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.