Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ካርቱም ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብ ካርቱም ኣትዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሕ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ሱዳን ዶክተር ሞዌ ኣሊ ካሊድ ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡

ኣብ ፃንሒቱ ድማ ርክብ ትራንስፖርት ኢትዮጵያን ሱዳንን ምስላት ኣብ ዝሕግዙ ጉዳያት ከምዝዝቲ ካብ ኤምባሲ ኢትጵያ ኣብ ሱዳን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ መማረፅቲ ምስፋሕ ዓውዲ ትራንስፖርት እውን ክመክር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.