Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ሱማሌ ኣብዱልከድር መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ሱማሌ ኣብዱልከድር መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገረ ፌዴሪኢ ብርጋዲየር ጄኔራል ይልማ መኳንንቴ ኣቀባብላ ገይረሙሉ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይ ብምርኻብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ምስ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ድሕንነትን ብምድሃብ ከምዝዛተ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.