Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስቴር ሰላም ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ሙፋሪያት ካሚልን ብዋና ድይረክተር ፕርግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ብስሊ ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም።

ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ ኣብዝህልዎም ፃነሒት ኣብ መቐለን ከባቢኡን ከምኡውን ኣብ ኩይሓ ዘሎ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ኩነታት ተዘዋዊሮም ክዕዘቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኣብ ክሊ ኣብ ትግራይ ይወሃብ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልልን ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኣመራሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ከምእዛተዩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision</span;>

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!</span;>

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;>

</span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.