Fana: At a Speed of Life!

ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ።

ምፍላጥ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተኻደ÷ ጎድና ጎድኒ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ”ሓሙሽተ ሚሊዮን ኢትዮጵያዊያን ኮደርስ” ኢዩ ተባሂሉ፡፡

በዚ ድና ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ፤ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ስልጠና ኤክስኪዩቲቭ ሊደርሺፕ ንመሃብ ዝተሓሰበ መርሃ-ግብሪ ተፋሊጡ።

እቲ ስልጠና ብምትሕብባር መንግስቲ ኢትዮዽያን መንግስቲ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ዝወሃብ ከመዝኾነ ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.