Fana: At a Speed of Life!

ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣመራርሓ ብንፁህ ኢድን ብቕንዕናን ሃገሩ ከገልግል ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

ምዕባለ ኢትዮጵያ ክረጋገፅ ዝኽእል ኢትዮጵያ ዘለዉዋ ሃፍቲታት ብግቡእ ብምልማዕ፣ ብትግሃት ብምስራሕን ብንፁህ ኢድን ብቕንዕናን ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ኣመራርሓታት ድሕሪ ስልጠና ፅንዓት ዕላማ፣ ብጉጅለ ምስራሕን ብስልጠና ዝረኸቡዎ ፍልጠት ናብ ተግባር ምልዋጥን ትፅቢት ከምዝግበረሎም ምሕባሮም ትፕኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.