Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ዘተ ካብ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ክሳብ ሐዚ ዝተሰሑ ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጠመተ ንምነግባር ዝዓለመ መድረኽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብኣዲሱ ሙሉነህ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.