Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ኮሚቴ ትግበራ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ብወግዒ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ኮሚቴ ትግበራ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ኮሚቴ ኣግባብነት ዘለወን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኣብያተ ዕዮ ፣ ምክትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ፣ ምክትል ኮሚሽነራት ኣብ ውሽጡ ዘካተተ ኢዩ ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.