Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ።

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ፥ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ “እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና!” ኢሉ።

ንኹሉ ሰብ ድማ ርሑስ ኣውደኣመት ንክኾነሉ ሰናይ ትምኒቱ ኣመሓላለፉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.