Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መተሓዳደሪ ሕገ-መንግስቱ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መተሓዳደሪ ሕገ-መንግስቱ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመስሪቱ ኢዩ፡፡

ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን ዞባታትን ካብ ሓደ ፍሉይ ወረዳን ዝተወከሉ ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ ዘሎ፡፡

ብመሰረት እዚ መተሓዳደሪ ሕገመንግስቲ እቲ ክልል ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ናይ ስራሕ ቋንቋ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ንኽኸውን ብሙሉእ ድምፂ ዘፅደቐ እንትኸውን÷ ውዳበታት ዞባ ድማ ብናይ ባዕሎም ከምዝግልገሉ ተገሊፁ።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.