Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት “ዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ፃውዒት ሓገዝ መኣዲ ንወለዶ ተቐቢልኩም፣ ሓላፍነት ስለዝወሰድኩም፤ ንመፃኢ ወለዶ ትምጥን ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብፅሒትኩም ስለዝተዋፃእኹም ምስግና ይግበአኩም” ኢሉ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.