Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዘህነፆም ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ንዝርከባ 34 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።

እቲ ቤት ፅሕፈት 13 ሺሕ መፃሕፍቲ ትምህርቲ፣ 500 መፅሓፍ ዝተፅዓነሎም ታብሌት ኮምፒውተራት፣ 2 ሺሕን 500 መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ገይሩ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብተን ኣቢያተ ትምህርቲ ንዝርከባ ክሊኒካት ዝኾኑ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ተገይሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.