Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ እንተሰልጥኖም ዝፀንሐ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና መመርሒ ሎጂስቲክስ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጀኔራል ኣብዱራህማን እስማኤልን ካልኦት ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናትን ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.