Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ፍሉይ ላዕለዋይ መዓርግ ጦላይ ምልምል ወተሃደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ፍሉይ ላዕለዋይ መዓርግ ጦላይ ምልምል ወተሃደራት ኣመሪቑ።

ኣብስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.