Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ÷ ንልእኽቶ ምኽባር ሰላም ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ፡፡
እቶም ተመረቕቲ፥ ኣባላት ሰራዊት ኣኽበርቲ ሰላም ሞተራይዝድ ሻለቓታት 20ን 21ን እዮም፡፡
ሓላፊ ህንፀት ሰነ-ልቦና ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ኮሎኔል በላይ ሕሩይ ንግዜኢ ከምዝበልዎ÷ እቶም ተመረቕቲ ኣባላት ሰራዊት ንልእኽቶ ምኽባር ሰላም ኣብ ወፃኢ ሃገር ዝዋፈሩ እዮም፡፡
ሰራዊትና ብቕዓትን ህዝባዊነትን ኣለዎ÷ተቐባልነቱ እውን ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ እዩ ክብሉ ገሊፆም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.