Fana: At a Speed of Life!

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ሞተራይዝድ ሻለቃታት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ማእኸል ዓቃቢ ሰላም መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሰራዊት ምክልኻል ሁርሶ ንልኡኽ ሰላም ዘሰልጠኖም ሞተራይዝድ ሻለቃታት የመርቕ ኣሎ።

እቶም ተመረቕቲ ወተሃደራዊ ስልጠናታት ተግባርን ክልሰ ሓሳብን ዝተኸታተሉን ንልኡኽ ሰላም ዝሰርሑን ዓቀብቲ ሰላም ኣመራርሓን ኣባላትን መበል 18ን 19ን ሞተራይዝድ ሬጅመንት ሻለቃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ፣ ሩዋንዳ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ቡሩንዲ፣ ኮንጎን ካልኦት ሃገራትን ብተግባር ዓቃቢ ሰላም ግቡእ ብምውፃእ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ሓላፍነታ ምውፃኣን ትዋፃእ ከምዘላን ኣብቲ ስነስርዓት ተገሊፁ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.