Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ::

ብመሰረት እዚ፦

  1. ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ
  2. ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ቤት ምኽሪ – ኣይተ መለስ ኣለሙ
  3. መካየዲ ስራሕ ከተማ – ኣይተ ጥራቱ በየነ
  4. ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ሃፍቲ ሰብን – ወ/ሮ ሂክማ ከይረዲን
  5. ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስ – ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል
  6. ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን – ወይዘሮ ያስሚን ወሃቢ
  7. ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስት – ኣይተ ኣለማየሁ እጅጉ
  8. ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስት – ኣይተ ተተካ በቀለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.